ክብርታትና/ባህልና
ብተልእኾናን ብራእይናን እንምራሕ ኢና
ብዝተወደነ ህይወት እንኣምን ኢና (መንፈሳውን ማሕበራውን ወዲንና/balance)
ኣብዝኾነ እዋን ትሕትና ዓቂብና እንጉዓዝ ኢና
በቲ ዝህበና ሓይሊ ብክርስቶስ ከም እንዕወት እንኣምን ኢና
ነፍሲወከፍና ንብጻይና ኣብሊጽና እንርኢ ኢና
መመክሊትና ኣለሊና እንዓዪ፥ ካብ መክሊትና ወጻኢ ድማ ሓገዝ እንሓትት ኢና
ዕብየትና ቀጻሊ ኣዩ
ኣብ ምጉትን (Reasoning) ምዝርራብን (Discussion) እንኣምን ኢና
ሻርነት የብልናን።
ክልተ ናይ ሓባር ጸላእቲ ኣለዉና፡
- ድያብሎስ
- ግዜ ( ኤፌሶን 5:15,16 ። “እምብኣርሲ ቕንያቱ ኽፉእ እዩ እሞ፡ ጊዜ ዓዲግኩም፡ ከም ለባማት እምበር፡ ከም ዓያሱ ዘይኰነ ኸመይ ብጥንቃቐ ኸም እትመላለሱ፡ ተመልከቱ።”)