
ማቴ ዎስ 9 : 36
“ብዙሓት ህዝቢ ምስ ረኣየ፡ ሓላዊ ኸም ዜብለን ኣባጊዕ፡ ግፉዓትን ፋሕ ዝበሉን ነበሩ እሞ፡ ደንገጸሎም።”
3 ዮሃንስ 2
“ኣታ ፍቁር፡ ከምቲ ነፍስኻ ዝጠዐየት፡ ብዅሉ ደሓን ክትህሉን ክትጥዕን እምነየልካ አሎኹ።”
እብራውያን 10:32
“ነተን ብዙሕ ገድልን ስቓይን ተዓጊስኩም፡ ብርሃን እተቐበልኩምለን ቀዳሞት መዓልትታት ዘክርወን፡”
እብራውያን 12:12
“ምእንትዚ ነተን ዘርጋሕጋሕ ዚብላ ኣእዳውን ወለል ዝበለን ኣብራኽን ኣቕንዕወን፡
“Christ’s method alone will give true success in reaching the people. The Saviour mingled with men as one who desired their good. He showed His sympathy for them, ministered to their needs, and won their confidence. Then He bade them, 'Follow Me.’” – Spirit of Prophecy: The Ministry of Healing, p. 143.