ናይ 5 ዓመታት ራእዪን ተልእኾን 2023-2028
“ራእይ ዜልቦ እንተ ዀነ፡ ህዝቢ ስዲ ይኸይድ፡ ሕጊ ዚሕሉ ግና ብጹእ እዩ።” ምሳሌ 29:18
ኣብ ዲያስፖራ ዘለዉ ኹሎም ኣድቨንቲስታውያን ምጥርናፍ ኣብ ኩለን ኣህጉራት ዘለዉ ግቡእ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ምቕራብ
ብቴለግራም
ቴለ ኮንፈረንስ
zoom
FaceBook
YouTube
One to one
ማዕረማዕሪኡ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ህይወት ምንጣፍ ሓያል ቑጠባ ምውናን ብኣካል እንራኸበሉ ኮንፈረንስ ምድላው/ምስራዕ ዓመታዊ/ክልተ-ዓመታዊ ወግዓዊ ሚኒስትሪ ኮይኑ ኣገልግሎት ዝህበሉ ምቹእ ባይታ ምፍጣር